ኣባልነት ብውልቀን ብትካልን ምኻን
ኣባል ማህበር ባህሊ ትግራይ ምኻን ማለት ኣብ ባህልን ታሪክ ሃገርና ኣብ ምዕቃብ መንነት ወለድና ግድኦም ከም ዝፃወቱ የረጋግፁ ኢሉዉን መንፈሳዊ ርውየት ይረክቡ